News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ሓሙስ ከባቢ ሰዓት 10፡00 ንግሆ ብኣቆጻጽራ ሰዓት መቓዲሾ ኣትዩ፡ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ጻንሖትን ምርኻብ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚን እታ ሃገር ንኢትዮጵያ ተመሊሱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ምስ ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ብኣቆጻጽራ ዋሽንግተን ዲሲ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከም ዝተዘራረበ ብምሕባር፡ ምምሕዳሩ ስሩዕን ጽፉፍን ምስግጋር ስልጣን ክግበረሉ ምዃኑ ከም ዘረጋገጸሉ ...
Lebanon: Israel killed a top Hezbollah commander in an airstrike on Beirut's southern suburbs on Friday, sharply escalating the year-long conflict between Israel and the Iran-backed group. Lebanese ...
ኣብ ሰሜን ጎንደር ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ድማ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከም ዝቖሰሉን ስደተኛታት ካብቲ ቦታ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ኣብ ወረዳ ዳባት፡ ምምሕዳር ጣቢያ ...
ኣብ ከተማ መቐለ እትርከብ ማእከል ሕክምና ዓይኒ ፍፁም ብርሃን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ን163 ጸገማት ዓይኒ ዝጸንሖም ዜጋታት ናጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ሂቡ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ፡ ንሓፈሻዊ ኣገልግሎት እታ ማእከልን ኣብቲ ...
15 ሚያዝያ ዝጀመረ ኲናት ሱዳን፡ ነቶም ኣቐዲሞም’ውን ግዳይ ተደጋጋሚ ዒላማ በበይኖም ወገናት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበኣሰ ጸገም ኰይኑዎም ኣሎ። ምስቲ ዘሎ ሽግር መራኸቢታት ምስ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ሰራዊት በርኪናፋሶ ብእላማውያን ጥሩፋት ጕጅለ ድሕሪ ዝገጠሞ መጥቃዕቲ ድብያ፡ ብዝሒ ዝሞቱ ሰራዊቱ ናብ 51 ክብ ከም ዝበለ ወግዓውያን ምንጭታት መንግስቲ ኣፍሊጦም። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ መንግስቲ ሬሳታት 43 ሰራዊቱ ድሕሪ ምርካቡ ...
ኣብ ካሜሩን ዝርከቡ ጉጅለታት ተሓለቅቲ መሰላት ሰራዊት ካሜሩን ደገፍቲ ክፍለዩ ዝደልዩ ተዋጋእቲ’ዮም ናይ ዝበልዎም ሰባት ኣባይቲ ብሓዊ ኣንዲዶም ኣብ እዋን’ዚ ናይ በዓል ግዜ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት መንበሪ ኣልቦ ጌሮም ብምባል ከሲሶም ...
ኣብ ሓደ ጥርጡራት ግብረ-ሽበራ ዝተሓዙሉ ቤት ማእሰርቲ ፓስኪታን፡ ካብቶም እሱራት ንሓለውቲ ፖሊስ ጅሆ ድሕሪ ምሓዞም ንምፍታሖም ዘተ ይቕጽል ኣሎ። ባኑ ኣብ እትብሃል ኣብ ዶባት ኣፍጋኒስታን እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ዝርከቡ እሱራት፡ ነቶም ...
ሰበ-ስልጣን ኣመሪካ ንጉዳይ ኣፍሪቃ፥ ብዛዕባ ስትራተጂ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሪቃን ፥ብዛዕባ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ትማሊ ረቡዕ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም። ምኽትል ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ንጉዳይ ኣፍሪቃ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results