ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንህዝቢ ክልል ትግራይን ሊሂቃንን ብዝብል ዘሕለፍዎ መልእኽቲ “ንህዝቢ ናብ ሻቕሎት ዘእተወ’ዩ ክብላ፡” ሓላፊት ቤትፅሕፈት ህወሓት ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ...
ወሽመጥ ቓዛ ብሓይልታት ኣመሪካ ተወሲዳ፡ ነበርቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክግዕዙን እቲ ከባቢ ድማ ዘላቒ ሰላም ክረክብን ብሰሉስ ምሸት ዝኣመመ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንመሓዙት ኣመሪካ ...
ኣብ ሽወደን ትማሊ ሰሉስ ሓደ ዕጡቕ ኣብ ልዕሊ ዓበይቲ ተመሃሮ ዝመሃሩሉ ቤት ትምህርቲ ብዝፈነዎ ናይ ኣድራጋ ተዅሲ፡ ንነብሱ ዝሓወሰ 11 ሰባት ቀቲሉ ኣሎ። ኣብ ሽወደን እዚ ልሙድ ተርእዮ ኣይኰነን። ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናላድ ትራምፕ ሰሉስ ምሸት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታያሁ ድሕሪ ምርኻቡ ኣብ ዝገበሮ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ፍልስጤማውያን ነበርቲ ቓዛ ንዅሉ ግዜ ናብ ካልእ ዝወሓሰ ...
"ዝኸፍአ ጃምላዊ ቅትለት" ብዝተሰየመ፡ ብሰሉስ ብሓደ ዕጡቕ ብዝተፈጸመ ጃምላዊ ተዅሲ ብረት፡ ንኣጥቃዒ ሓዊሱ፡ ዛጊት 11 ቀቲሉ፡ 5 ድማ ኣቝሲሉ። ክሳብ ሕጂ ድርኺቱ ዘይተነጸረ ዘሎ ኣጥቃዒ፡ ኣብ ...
New 10% U.S. tariffs on all Chinese goods took effect Tuesday in an effort by the Trump administration to pressure Beijing to ...
The M23 rebels who seized eastern Congo’s key city of Goma have announced a unilateral ceasefire in the region for ...
Police said about 10 people had died during a shooting Tuesday at an adult education center in the city of Örebro, and the ...
ናብ ዋይት-ሃውስ ንቐዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ዓዲሞም፡ ድሕሪ’ቲ ርክብ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃቡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሃገሮም ንወሽመጥ ቓዛ ናይ ምቍጽጻር ድሌት ከም ዘለዋ ኣካፊሎም። ኣስታት ክልተ ሚልዮን ዝበጽሑ ፍልስጤማውያን ነበርቲ ቓዛ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከም ዮርዳኖስን ግብጺን ...
ዘይሕጋዊ ፈንታኔል ብመንገዲ መክሲኮ ኣቢላ ናብ ኣመሪካ ክኣቱ እኹል ክልከላ ኣይገበረትን ዝተባህለት ቻይና፡ ከም ኣምሳያ ናይቲ ጥፍኣት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ካብ ሎሚ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮ፡ ካናዳን ቻይናን ዝኣቱ ንብረት፡ ብቐዳም ወሰኽ ግብሪ ገይሮም ኣለዉ። ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከቋርጾ ምዃኑ፡ ኣብ እዋን ...
“ኣብ መሬት ኬንያ ኣትዮም ገበናት ይፍጽሙን ንሰላም እቲ ከባቢ ይዘርጉም ኣለዉ” ኢሉ ንዝጸውዖም ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንምቕራም፡ ፖሊስ ኬንያ ስርሒት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ብውሽጢ’ውን ...